🎯 ዕላማ ናይ እዚ ሊግ
ኤርትራውያን እብ ሆላድ ኢዚ ይመስል። ካብ ዝኾነ ይኹን ፓሎቲካ ጸግዒ, ዓልት ናጻ ኮይኑ,
መንእሰያትና ብስፓርታዊ ስነ ምግባር ተሃኒጾም ምስ ሕብረተሰባም ንምርካብ እዬ።
ካብዚ ወጻኢ ዝኾነ ምኽንያት ክዎህቦ ኣይግብኣን እዩ።
🚫 ኣጠቓቕማ
1️⃣
ኣብዚ ውድድር ዝከነት ዓይነት ባንዲራ ሒዝካ ምምጻእ ኣይፍቀድን።
🟨 ካርድ
2️⃣
ቀይሕ ብጫ ኣሎ: ሓደ ተጻዋታይ ብ 2 ብጫ ቀይሕ ምስ ዝወስድ 1 ጽወታ ይቅጻዕ።
ብቀጥታ ቀይሕ ምስ ዝወስድ ከኣ 2 ጽወታ ይቅጻዕ።
💰 ቅጽዓት
3️⃣
ብክልተ ብጫ ቀይሕ ምስ ትወጽእ €25 ትቅጻዕ።
ብቀጥታ ቀይሕ ምስ ትወጽእ €50 ትቅጻዕ።
⚠️ ምጥሓስ
4️⃣
ዝኮነ ሰብ ምስ ዳኛ ወይ ምስ ተጻወቲ ምስ ዝጻረፍ ቀይሕ ካርዲ ይወሃብ።
ን ዳኛ ምስ ዝድሃርም ድማ ካብዚ ሊግ ይእለ።
👤 መዝገብ
5️⃣
ሓደ ተጻዋታይ ምስ ሓንቲ ጋንታ ጥራይ ዩ ዝጻወት።
👥 ጋንታ
6️⃣
ሓንቲ ጋንታ 26 ተጻወትቲ መዝጊባ ተረክብ።
💳 መመዝገቢ
7️⃣
ኩለን ጋንታታት መዝገቢ ይከፉላ।
⚠️ ምጥሓስ
8️⃣
ዝኮነት ጋንታ ዘየመዝገበቶ ተጻዋታይ ምስ ተጻዉት ፎርፍይት ትሳዓር።
⚽ ሕግታት ጸወታ
9️⃣
ሓደ ተጻዋታይ ናብ ወዲ ጋንትኡ ፓስ እንተ ሂብዎ ሓላዊ ልዳት ብኢድ ክሕዛ ኣይፍቀድን።
📝 ሪጎለ
🔟
ሓንቲ ጋንታ ኣብ ሞንጎ ጸወታ ሪጎለ እንተ ረኺባ ተረፍ መርዓት ኣሎ።
🔄 ምቅያር
1️⃣1️⃣
ሓንቲ ጋንታ 8 ተጻወቲ ክትቅይር ይፉቀዳ። ሓደ ተቀየሩ ዝወጸ ተጻዋታይ ደጊሙ ክኣቱ ኣይፈቀድን እዩ።
⏰ ግዜ
1️⃣2️⃣
ሓንቲ ጋንታ ልዕሊ 15 ደቂቅ ዶንግያ እንተ መጽያ ፎር ፋይት ትሳዕር።
👥 ተጻወቲ
1️⃣3️⃣
ሓንቲ ጋንታ ትሕቲ 8 ተጻወቲ ሒዛ እንተ መጽያ ፎር ፋይት ትሳዕር።
⚽ Free Kick
1️⃣4️⃣
Free kick ኣብ ዝቅላዕሉ ግዜ keeper ነጻ ንገድፎ።
🛡️ መጋህጫ
1️⃣5️⃣
ዝኾነ ተጻዋታይ ብዘይ መጋህጫ ክጻወት ኣይፍቀዶን። ነዚ ከማልእ እንተዘይከኣለ ብብጫ ካርድ ተዋሂቡ ደገ ብምውጻእ የማልእ።
⚠️ ሓጺን ጫማ
1️⃣6️⃣
ዝኾነ ተጻዋታይ ሓጺን ጫማ ጌሩ ክጻወት ኣይፉቀድን። ምስ ዘጋጥም ብቀይ ካርድ ይዉሃብ።
👕 ማልያ
1️⃣7️⃣
ነፉሲ ወከፍ ተጻዎታይ ናቱ መለለይ ቁጽሪ ማልያ ይክደን።
👕 ጎል ድሕሪ
1️⃣8️⃣
ጎል ምስ ዘተካ ማልያ ምስ ተውጽእ ብጫ ካርድ ይዉሃብ።
👨⚖️ ትፈዞ
1️⃣9️⃣
ትፈዞ ካብ ሜዳ ከይወጹ ዳኛ ጸወታ ክጂምር ኣይፉቀድን።
👨⚖️ ሓላፍነት
2️⃣0️⃣
ዝኮነት ጋንታ ሓላፍነት ናይ ትፈዞኣ ትወስድ።
🏆 ማዕረ ነጥቢ
2️⃣1️⃣
ክልተ ጋንታታት ብማዕረ ነጥቢ ምስ ዝዉዳኣ ዳግማይ ንዎንጫ ብምጽዋት ይፉላላያ።
🌧️ ሰናብቲ
2️⃣2️⃣
ብዘይካ ፉሲኻ + ዒድ ኩለን ሰናብቲ ጸወታ ኣሎ።
🧹 ፅሬት ሜዳ
2️⃣3️⃣
ኣብ ናይ ሳዓት 13:00 ዝጻወታ ጋንታታት ድሳዓረት ሜዳ ተጽሪ። ነዚ ምስ ዘይተማልእ €100 ትቅጻዓ።
💰 ኽፍሊት
2️⃣4️⃣
ነፉሲ ወከፉ ዝኮነ ዓይነት መቅጻዕቲ ምስ ዝህልዎ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሳምንት ክትከፉል ትግደድ።
💵 ግልጽነት ገንዘብ
2️⃣5️⃣
ወልሓደ ሰብ ካብዚ መመዝገቢ ገንዘብ ረብሓ የብሉን ኩሉ እቲ ገንዘብ ኣብ ሽልማት, ዳኛኑ, ኮሚተ, ሜዳ እዩ ዝውዕል።