🏆 Eritrean Cities Club League – Netherlands 2026! ⚽
🏆ናይ ኤርትራ ከተማታት ጸውታ ኣብ ነዘርላንድ (ሆላንድ) 2026 ⚽

ብ ሕጂ ሽቶ ዘመዝገቡ ኣብዚ ክዝርጋሕ እዩ

ብ ሕጂ ኣሲስት ዝገብሩ ኣብዚ ኪዝርጋሕ እዩ

ናይ ዝመጽእ ግጥማት ብሕጂ ክስራዕ እዩ



📜 Official Rules & Regulations
📜 ሕግታት ጸወታ

  • 1️⃣ ፖለቲካ ኣብዚ ውድድር ከይህሉ - ባንዴራ, ሰመያዊ ወይ ቀይሕ ሒዞም ኣይኮኑን።
  • 2️⃣ ቀይሕ & ብጫ ኣሎ። ሓደ ተጻዋታይ ብ 2 ብጫ ቀይሕ ይረኽብ። ቀጥታ ቀይሕ ምስ ዝወስድ 2 ጽወታ ይቅጻዕ።
  • 3️⃣ ዝኮነ ሰብ ምስ Scheidsrechter ሕማቅ ቃላት ወይ ሕማቅ ጸርፍታት ምስ ዝጻረፍ ብጫ ካላኣይ ግዜ ቀይሕ ይረኽብ።
  • 4️⃣ ሓደ ተጻዋታይ ምስ ሓንቲ ጋንታ ጥራይ ዩ ዝጻወት።
  • 5️⃣ ሓንቲ ጋንታ 23 ተጻዋታት መዝጊባ ተረክብ።
  • 6️⃣ ኩለን ጋንታታት 2000 የረክሳ።
  • 7️⃣ ወልሓደ ሰብ ካብዚ ገንዘብ ረብሓ የብሉን። ኩሉ ገንዘብ ኣብ ሽልማት ይውዕል።
  • 8️⃣ ሓደ ተጻዋታይ ናብ ወዲ ጋንትኡ ፓስ እንተ ሂብዎ keeper ብኢድ ክሕዝ ኣይፍቀድን እዩ።
  • 9️⃣ ሓንቲ ጋንታ ኣብ ሞንጎ ጸወታ ሪጎለ እንተ ረኺባ ተረፍ መርዓት ኣሎ።
  • 🔟 ሓደ ተቀየሩ ድወጸ ተጻዋታይ ደጊሙ ክኣቱ ኣይፈቀድን።
  • 1️⃣1️⃣ ሓንቲ ጋንታ ኣብ ሳዕታ ትሕቲ 7 ተጻዋቲ ሒዛ እንተ ቀሪባ ፎር።
  • 1️⃣2️⃣ Free kick ን keeper 5 meter ነጻ ንገድፎ።
  • 1️⃣3️⃣ ናይ ሓባር ትፎዞ ካብ ሜዳ ከይ ወጹ ጸወታ ኣይንጅምርን ኢና።
  • 1️⃣4️⃣ ነዚ League መዓረ ድወደአኦ ጋንታታት ኣብ finale ይራከባ።
  • 1️⃣5️⃣ ሓንቲ ጋንታ League ከይተወደእ ምስ ተቆርጽ እታ ኣንጻር ጋንታ ሰለስተ ነጥቢ ትወስድ።

ሓድሽ ሊግ ምስ ጀምረ ደረጃ ጋንታት ኣብዚ ኪዝርጋሕ እዩ

📱 NahomApp website መስርሒ ኣጎልጉሎት 📱

(ን ቤት መግብን መስተን)Restaurant Websites

  • ✅(ብ online ዝርዝር መግብታት ምስ ምስ ዋግኡ) Online Menu System
  • ✅(ናይ ቆጸራ መትሓዚ ብ online) Table Reservation

ናይ ካልእ ዝተፈላለዩ Business Websites

  • ✅ (ናይ ንብረታት መሕበሪ)Product Catalog
  • ✅(ናይ ቆጸራ መትሓዚ) Appointment Booking

ናይ እንዳ ቀምቃማይን መሻጢትን Salon Websites

  • ✅(ናይ ትሰርሕዎ መርኣዩ) Service Portfolio
  • ✅(ናይ ቆጽራ መትሓዚ) Online Booking
  • ✅(ናይ መቀምቀሚ/መመሽጢ ዋጋታት) Prices

💰 (ፍሉይ ምጉዳል ን መንእሰያት ኤርትራውያን ትካላት ዘለኩም)Special Offer for young Eritrean Businesses 💰

📞 ን ዝይዳ ሓበሬታ Contact Us Today! 📧

📌 ካባብና ናባና

Eritrean Cities Club League Netherlands 2026 | Football Fixtures, Standings & Scores | NahomApp NahomApp